Mar 12 18:04
2 mos ago
8 viewers *
English term

seagoing gypsies

English to Tigrinya Art/Literary Folklore Folklore around the Red Sea
Three months later those seagoing gypsies had built a small village.
It's the tale of sailors endeavoring to navigate their path from a ravaged town, traversing the treacherous waters of the Red Sea during the early 18th century.

Proposed translations

5 hrs
Selected

ጂፕሲ ዝዓሌቶም ሰፈፍቲ ባሕሪ

A colloquial and sometimes derogatory term used to describe individuals or groups of people who live on boats or ships, often moving from one location to another for work or lifestyle reasons.
Note from asker:
thanks
Something went wrong...
4 KudoZ points awarded for this answer. Comment: "thanks"
18 hrs

ነበርቲ ገማግም ባሕሪ

እዚኦም አብ ገማግም ባሕሪ ብእኩብ መልክዕ ዝነብሩ መነባብሮኦም ድማ አም ምርባሕ ዓሳ ፣ ንግዳዊ ምንቅስቓሳትን ክቡራት ዕንቊታት ባዕሪ ብምእላሽን ዝአመሰሉን ስራሕቲ ዝመስረቱ ዓሌታት ወይ ከዓ ቀቢላታት እዮም፡፡ ከምዚአቶም ዝአመሰሉ ሰባት አብ ዝተፈላለየ ክፍልታት ዓለም አብ ከም አውሮፓ ፣ ኤስያ ፣ ደቡብ አሜሪካን አፍሪቃን ካልኦትን ዝርከቡ እንትኾኑ ፤ ከም አብ ወሰን ባሕርን አብ ልዕሊ ማያትን ብዕንጨይቲ ገይሮም ገዛ ዝሰርሑ እዮም፡፡ ንአብነት አብ ማሌዥያ ዝርከቡ ቀቢላታት ባሕሪ ባጆ ይበሃሉ፡፡ አብ ታይላንድን ማይናማርን ዝርከቡ ሞከን ይበሃሉ፡፡ ብፍላይ እዞም አብ ማሌዥያ ዝርከቡ ባጆ ዝተብሃሉ ዓሌትታት ነበርቲ ባሕሪ ብዙሕ ብምሕማስን ብዘይ ድካም አብ ውሽጢ ባሕሪ ነዊሕ ብምፅናሕን ዝፍለጡ እዮም፡፡ ንአስታት ዓሰርተ ሰለስተ ደቓይቕ ድማ አብ ውሽጢ ባሕሪ ብዘይ አየር ክፀንሑ ይኽእሉ፡፡ ከምኡ እውን አብ አውሮፓ ሮማ ከምኡ እዉን ሮማኒ ዝባሃሉ ዓሌታት ባሕሪ አለዉ፡፡ እዚአቶም አቲኦም ቅድሚ አሻሓት ዓመታት ካብ ፑነጃብ ዝባሃል ግዝአት ህንዲ ተበጊሶም ናብ ምብራቕ አውሮፓ ዝፈለሱ ዓሌታት ኮይኖም በስራሕቲ ሙዚቃን ሙዚቃዊ መርኢትን ከምኡ እዉን ብስራሕቲ ሓፂነመፂን ዝተፈለጡ ዓሌታት እዮም፡፡ አብ ከባቢታት ሮማኒያ ፣ ሃንጋሪ ፣ ዩጎዝላቪያ ፣ ቡልጋሪያን ሶቬት ሕብረት ዝነበረ ከባቢታትን ዝርከቡ ኮይኖም ዝዓበየ ናይ ሮማኒ ማሕብርሰብ ዘለዎም እዮም፡፡ ሮማንያ ካብ አውሮፓ እቲ ዝበዝሕ ህዝቢ ሮማ ዘለዋ እያ፡፡
Example sentence:

እዚኦም አብ ገማግም ባሕሪ ብእኩብ መልክዕ ዝነብሩ መነባብሮኦም ድማ አም ምርባሕ ዓሳ ፣ ንግዳዊ ምንቅስቓሳትን ክቡራት ዕንቊታት ባዕሪ ብምእላሽን ዝአመሰሉ�

ከምዚአቶም ዝአመሰሉ ሰባት አብ ዝተፈላለየ ክፍልታት ዓለም አብ ከም አውሮፓ ፣ ኤስያ ፣ ደቡብ አሜሪካን አፍሪቃን ካልኦትን ዝርከቡ እንትኾኑ ፤ ከም አብ ወሰ�

Something went wrong...
Term search
  • All of ProZ.com
  • Term search
  • Jobs
  • Forums
  • Multiple search